ኣብ ብርሃን ኮይኑ: ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ: ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን! (2ይ ክፋል)

“ምክትል ሚኒስተር ክብሮም ዳፍላ ??” ሕጋዊ ተሓታትነትን፥ ምምንዛዕ መንበሪ ወረቐት ስደተኛነትን ብ ዘርኣይ ሰሎሞን፡ ተጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን […]

Continue Reading

ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ : ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!

ክብሮም ዳፍላ መን ኢዩ? መበገሲ ዕምላዓኡ ኸ እንታይ ኢዩ?   ብ ዘርኣይ ሰሎሞን፡ ተጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን […]

Continue Reading

ኣፈርክቡ ! ወጣጡ ወያኔ ኣብ መበል 25 ዓመት ዕድሜኦም ኣብ ኣፍ ሞት ይርከቡለዉ !

ብተስፋማርያም ሓጎስ: ጭፍራ ወያኔ በቲ ካብ በረኻ ደደቢት ሒዘሞ ዝመጹ እከይ ተግባራቶም ፣ ካብ ጎረባብቲ መሬት ጨሪምካ ናብ ትግራይ ብምጽንባር ናይ መጻኢት ረፑብሊክ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት እዩ ኔሩ። ነቲ ብሳላ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮፍ ዝበልዎ ዙፋን ነገስታት ኢትዮጵያ ተጠቒሞም ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብምጭቋንን ብምርጋጽን ሃብቱ ጓሕጒሖም ንትግራይ ብምግዓዝ ዒም ንዝበለ ጥይት ብምዅላስ ንዕስራን ሓሙሽተን […]

Continue Reading

መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዛዕባ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ

ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ነቲ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ክጸዓረሉ ዝጸንሐ ጉዳይ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ አንጦንዮስ፡ ብዘሕጉስ መንገዲ ኣብ መደምደምታ ምዕራፍ ሰላም ከምዝበጸሐ የበስር። ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ሰላምን ምሕረትን እግዚኣብሔር ዝፈትዎ፡ ደቂ ሰባት ዝሰምሩሉ፡ መሰረት ሓድነት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን እዩ። ነዚ ሓድነት`ዚ ንኽዕቅብን ንድህነት ቤተ ክርስቲያን ክብልን ቅድሚ ዓሰርት […]

Continue Reading

ብደም ሰማእታት እትበርህ ቀንዴል ናጽነት ንዘንት ዕለት ክትበርህ ትነብር !

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዘለኻ ተቐባል ሕድሪ ሰማእታት ዝኾንካ ኤርትራዊ ሎሚ ውን ከም ቀደም ተዳሎ ከይትዕሎ ጽናዕ ከይትምናዕ ! ብተስፋማርያም ሓጎስ፡ ኣብቲ ካብ ኣፍሪቃ ዝተኻየዱ ሓርነታዊ ቃልስታት እቲ ዝነውሐን ዝመረረን ህዝቢ ኤርትራ ንሰላሳ ዓመታት በይኑ ብዘይ ናይ ማንም ደገፍ ዘካየዶ ቃልሲ እዩ ። ህዝቢ ኤርትራ ባህጊ ጥይትን ተዅስን ባህጊ መውጋእትን ስንክልናን መስዋእትን ሃልይዎ ኣይኮነን ብረት […]

Continue Reading

ኤርትራ ንሃጸያውያን ሃገራት ሓደገኛ ናይ ጽቡቕ ኣብነት

ብተስፋማርያም ሓጎስ: ኣሜሪካ ዝመራሒተን ሃጸያውያን ( ኢምፐርያሊስት ) ሃገራት ካብ መፈለምትኡ ኣንጻር ነጻነት ኤርትራ ደው ዝበላን ነዚ ዝሓለፈን ገና ዘሎን ዕንወትን ምፍሳስ ደምን ህዝቢ ኤርትራ ተሓተትቲ እየን። ህዝቢ ኤርትራ ነዛ ዝሕበነላን ዝኾርዓላን ሃገሩ ነጻ ንምግባር ሰላሳ ዓመታት ተቓሊሱ ኣማእት ኣሽሓት ብሉጻት ደቁ ከፊሉ እዩ ረኺብዋ ። ነጻነትና ክቡራት ከፊልና ኣምጺእናያ ፣ ነጻነትና ሕጋውነት ንምልባስ ድማ […]

Continue Reading

ኣንቱም ከዳዓት መንሽሮ ሕብረተሰብ : ኣሜሪካ ዕንወትን ህልቂትን እምበር መዓርን ጠስምን ተምጽእ ከይመስለኩም!

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ: ህዝቢ ኤርትራ ነታ ዝተመንዝዓቶ ነጻነቱ ንምምጻእ ክንደይ ስቓይን መከራን ከም ዘሕለፈን ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ እቲ ዝነውሐን ዝመረረን ቃልሲ ከም ዘካየደን ማዕረ ክንደይ ረዚን መስዋእቲ ከም ዝኸፈለን ንሕና ኤርትራውያንሲ ይትረፍ ዓለም ብዓለማ እትፈልጦ ሓቂ እዩ። መስዋእቲ ክበሃል እንከሎ ጤል ወይ በጊዕ ሓሪድካ ንኣምላኽ እተሕርሮ መስዋእቲ ኣይኮነን ፣ እንታይ ደኣ ለይለይ ዝብሉ ኣባጽሕ ዕጽፍ […]

Continue Reading

ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ! (3ይ ክፋል)

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ሳልሳይ ክፋል መቐጸልታ ጽሑፍና ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ከምቲ ልሙድ ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ ቅድሚ ነጻነት ኣትሒዞም ዝሓልፍዎ ዝነበሩ ኩነት፡ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን’ውን፡ ህዝብን መንግስትን ሃገርን ኤርትራ ዝሰግርዎ ዘለዉ […]

Continue Reading